ብዘይ ሕፅረት ዝተፈጠረ ሕፅረት

( ብሕመቕ ኣፈፅፅማ ዝተፈጠረ ሕፅረት )

ጌታቸው አረጋዊ 04-10-20

ኣብ ዳርጋ ኩለን ከተማታት ትግራይ ሕፅረት መስተ ማይ ኣሎ። ከምቲ ኩላትና ንፈልጦ ኣብተን ዓበይቲ ከተማታት ከምኒ መቐለ ሽረ ዝበላ ከይተረፈ እኳስ ሕፅረት ኣሎ። እዚ ሕፅረት እዙይ ግን ንፁርን ፍሉጡን ዝኾነ ምኽንያት ዘለዎ፣ ብዘላቕነት ድማ ንምፍታሕ ዝስረሓሉ ዘሎ እዩ። ናይ ከተማ ዓድዋ ግን ካብ ኩሉ ፍልይ ዝበለ እዩ። ካብተን ኣብ ትግራይ ዘለዋ ኸተማታትና እኹል ማይ ዘለዎ ግድብ ዘለዋ ዓድዋ ጥራይ እያ ፣ ንዓኣ ሓሊፉ እውን ንኸተማ ኣኹስ ዝእእክል። እሞ ሐዚ ድኣ እንታይ እዩ ዝብሃል ዘሎ ሐዚ ኣብ ከተማ ዓድዋ ዳርጋ በቢ ሓሙሽተ መዓልቲ ብሽፍቲ እያ ማይ ትመፅ። ምስቲ ሐዚ ዝኒሀ ምክልኻል ለበዳ ሕማም ኮረና ድማ ማይ ማለት እንታይ እዩ ንሪኦ ኣለና። መቸም እንተዘይብልካስ እንታይ ይግበር ኮይኑ እንሃለወካ ግን ንምንታይ
Full Website